ኣቶ የማነ ኣብ ኤክስ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ገዛኢ ሰልፊ ዝኽተሎ ዘሎ፡ "ዘይርጕእ ፖሊሲታት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክሰፍን ንዝግባእ ዘላቒ ሰላምን ምርግጋእን ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ...
" ከም ዘይነበሮ ገሊጹ። እቲ ወዲ "ንኣሜን ተኽላይ ብኣጻብዕቱ እኳ ኣይተንከፎን" ብምባል፡ ኣብቲ ቦታ ምርካብ ጥራይ ገበነኛ ከም ዘይገብሮ ኣረዲኡ። ብስም ቤተሰብ ኣሜን መግለጺ ክንበብ ከሎ፡ ገለ ...
(ICC)፡ ንመራሕቲ ዳዕመ-ሰሪዕ ምስቲ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ዝተፈጸመ ገበናት ኲናት ዘተኣሳስር "ጭቡጥ መርትዖ" ከም ዝረኸበ ምኽትል ዋና ዓቃብ ሕጊ እቲ ቤት ፍርዲ ናዝሃት ...
እዚ ንሓሙሽተ ዓመታት ዝጸንሕ ፕሮጀክት፡ ምስ ምርቃቕ መሬት፡ ለውጢ ኵነታት ኣየር፡ ምጕዳል ፍርያምነት ሓመድን ዋሕዲ ውሕስነት መግብን ንዝተኣሳሰሩ ብድሆታት ንምፍታሕ ዝዓለመ እዩ። ...
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ግብጺ (ፈርዖናውያን)፡ ኣብ ዋንጫ ዓለም ኣንጻር ሻምፒዮና ዓለም ኣርጀንቲና ኣብ ዘካየደቶ ናይ ርብዒ ፍጻመ ግጥም፡ ልዕሊ ክልተ ሸቶታት መሪሓ ከላ፡ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ...
ኣብ 13 ሓምለ 1930 ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ዩራጋይ ዝጀመረ ዋንጫ ዓለም መልክዑን ቅርጹን እናቐያየረ ኣብ ኣርባዕተ ዓመት ሓንሳእ እናተኻየደ ሎሚ ዓመት ንመበል 23 ግዜ ...
End of ብብዝሒ ዝተነበ ...
እቶም ኣብ ሱዳን ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ዳዕመ-ሰሪዕ፡ ዝሓለፈ ዓመት ንኸተማ ኤል-ፋሸር ንምቍጽጻር ኣብ ዘካየዱዎ ወፍሪ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ምጽናት ዓሌትን ከም ዝፈጸሙ ሓደ ጸብጻብ ትካል ...
End of ብብዝሒ ዝተነበ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሀይቲን ሶርያን ተመሳሳሊ ጉዳይ ዝምልከት ዝነበረ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ግን፡ ኣብያተ ፍርዲ ንውሳነ ምምሕዳር ትራምፕ ክዓግቱ ከምዘይክእሉ ...
ምምሕዳር ኣመሪካ ተሪር መጠንቀቕታ ብምውጻእ፡ ኵሎም ነቲ ተነቃፊ ዝዀነ መስርሕ ሰላም ይዕንቅፉ ኣለዉ ዝበሎም ሰበስልጣን ህወሓት፡ ካብ ኣካይዳኦም ተቘጢቦም ብህጹጽ ናብ ጠረጴዛ ዘተ ክምለሱ ክጽውዕ ...
ናተሻ፡ ጋማን ሄለንን 'ኣቦይ እከለ'ዩ' እናበላ ነፍሲ ወከፈን ኣቡአን ከም ዝፈልጣ ኣሚነን'የን ዓብየን። ድሕሪ ዓሰርተታት ዓመታት ናይ ዲኤንኤ መርመራ ምስ ገበራ ግን ሰለስቲአን ሓደ ሰብ ብዝልገሶ ...
ሕቡራት ሃገራት ነቲ ንኵነታት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል ዝመዘዞ ፍሉይ ወኪል ደው ከብሎ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ተማሕጺኑ። ዑስማን ሳልሕ ብረቡዕ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታት ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results