ኢትዮጵያ፡ ልዕሊ 4,000 ሰባት ዝሳተፉሉን ንሓደ ወርሒ ዝጸንሕን ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጀሚራ። ይዅን’ምበር፡ እቲ መስርሕ ካብ መንግስቲ ክልል ትግራይን ዓበይቲ ...
"ሰለስተ ዓመትን ፈረቓን ከም ዝተኣሰሩን ከም ዝተቐተሉን ኣርዲኦምና፤ ሬሳና ግን ኣይተቐበልናን። ፍርድኹም ተወሲኑ እዩ ምስ ስድራኹም ተራኸቡ'ውን ኣይበሉዎምን፤ ኣጻርዩ በዚ እዮም ተቐቲሎም ኢና ...
"ማካያ" ብዝብል ስም ዝፍለጥ እዚ ጋዜጠኛ፡ ንልዕሊ 70 ዓመታት ኣብ ዝሰርሓሉ ናይ ሞያ ዘመኑ፡ ብተኸታታሊ ን18 ዋንጫ ዓለም ብምጽብጻብ ክብረወሰን ሒዙ ይርከብ። ናይ መጀመርታ ተመኵሮኡ ኣብ 1958 ...
ዶናልድ ትራምፕ፡ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ነቲ ውሳነ ዳግመ-ግምት ክገብረሉ ብምሕታት ነቲ ክፍሊት ንምድንጓይ ሓሲቡ ነይሩ። እንተዀነ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝበየነ ዳኛ፡ ትራምፕ ነቲ ካሕሳ ክኸፍል ትእዛዝ ...
ካብ ሱዳን ዝግበር ዕድጊ ወርቂ፡ ኣብ ምያዝያ 2023 ንዝተወልዐ ኲናት ሓድሕድ እታ ሃገር ቀንዲ ምንጪ ፋይናንስ ይኸውን ከም ዘሎ ዝገለጸ ሕብረት ኤውሮጳ፡ ካብታ ሃገር ዝኣቱን ዝሰጋገርን ወርቂ ...
"ናይ ንጉሳዊ ምሕረት" ከም ዝረኸቡ ምኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እዚ ምሕረት’ዚ ዝመጽእ ዘሎ፡ ኣብቲ ጉዳይ ብደረጃ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝተፈላለዩ ፖለቲካውያን ኣካላትን ጻውዒታት ...
ኣብ 2024 ተሓላቒ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ እቶም ዕጡቓት ካብ ሚያዝያ ክሳብ ሕዳር 2023 ኣብ ውሽጢን ከባቢን ከተማ ኢል-ጀነይና ኣብ ዘካየድዎ መጥቃዕትታት ኣሽሓት ሰባት ...
(2022ን 2023ን) ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ብምዃን ታሪኽ ዝሰርሐ ሄኖክ፡ ቅድሚ ናብ ኣስታና ካዛኺስታን ምጽንባሩ ኣብ ጋንታ ግሪን ፕሮጀክት-ባርዲያኒ ተጻዊቱ እዩ። ኣብ 2023 ኣብ ዙር ርዋንዳ ሓፈሻዊ ...
(TTTS) ዝህሉ ዋሕዚ ደም ዘይምዕሩይ ምዃን፡ ሓደ ህጻን ኣዝዩ ደቂቕ ናይ ምኸወን፡ እቲ ካልኣይ ድማ ኣዝዩ ገዚፍ ኰይኑ፡ ንህይወቶም ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ክስተት እዩ። ብሪዮኒ ጋሬት፡ ኣብ እዋን ጥንሳ ...
(ኣቡነ ማስያስ)፡ ኢጣልያዊ ካፑቺን መነኰስ፡ ምስዮናዊ፡ ኣቡን፡ ድሒሮም ድማ ካርዲናል ኰይኖም ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኣስታት 35 ዓመታት ዘገልገሉ ውሩይ ሃይማኖታዊ መራሒ ነበሩ። ...
ምኒስተር ድልውነት ሓደጋን ስደተኛታትን ኡጋንዳ፡ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሩ ከም ዘተሓሳሰቦ ብምግላጽ፡ ኣብዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ድማ ጠንቂ ንምፍላጥ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክዘራረብ ምዃኑ ...
" ከም ዘይነበሮ ገሊጹ። እቲ ወዲ "ንኣሜን ተኽላይ ብኣጻብዕቱ እኳ ኣይተንከፎን" ብምባል፡ ኣብቲ ቦታ ምርካብ ጥራይ ገበነኛ ከም ዘይገብሮ ኣረዲኡ። ብስም ቤተሰብ ኣሜን መግለጺ ክንበብ ከሎ፡ ገለ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results